
ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ኢትዮጵያ ምርጫ ክናዋሕ ወሲኑ ኩልና ከም ዝተዓዘብናዮ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንምንዋሕ ምርጫ ዝቐረበ ሓሳብ ኣካታዒ ኮይኑ ጸኒሑ። “ኣብ ቅዋም ኢትዮጵያ ከምኡ ዘፍቅድ ዓንቀጽ የለን፡ ምርጫ ኣብ እዋኑ ክካየድ ኣለዎ” ዝብሉ ከም ወያነ መሰልቱን ዝኣመሰሉ ሓይልታት፡ምርጫ ክካየድ ክደፋፍኡ ምጽንሖም ይፍለጥ። ነቲ ጉዳይ ክምርምር ሓላፍነት ዝተዋህቦ ኣብ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ናይ ቅዋም ተርጓሚ ኮሜተ ብዘቕረቦ […]Continue Reading