Home Posts tagged tigray
Tigrinya
ወያነ ኣብ ዕጽው ማዕጾ ኣትዩ! ሕጂኸ ናበይ?"..ሓደ ወያነ ዓቢ ተስፋ ጌርሉ ዝጸነሐ ጉዳይ ምርጫ እዩ። ወያነ ናይ ምርጫ ሓልዮት ሃሊዎ ዘይኮነ እንታይ ደኣ ምርጫ ኣብ ኢትዮጵያ እንተተኻይዱ እታ ሃገር ናብ ከቢድ ቅልውላውን ምብትታንን ከምርሕ እዩ ዝብል እምነት ስለዘለዎ እዩ ምርጫ ወይ ሞት ክብል ጸኒሑ። ኣሁጉራዊ ናይ መጽናዕቲ ትካላት'ውን ኣብዚ እዋን ምርጫ ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ቅልውላውን ኩናት ሕድሕድ ከምርሕ ከምዝኽእል ኣጠንቂቐን እየን። ስለዚ ወያነ ኢትዮጵያ ምርጫ ኣካይዳ ናብ ሓዊ ክትኣትወሉ ዝሓሶቦ በዚ ውሳነ ፈሺሉ ኣሎ። ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ሓዊ ምእታው ንህዝቢ ትግራይ'ውን ዘርብሕ Continue Reading
English
04 June 2020 Serawr Information Centre The Tigray People’s Liberation Front (TPLF) Central Committee released a statement after holding a seven day-long meeting. The opening of the statement stated that “the Central Committee of TPLF held extensive discussions about rapidly changing global, region-wide and national events”. Having claimed to have discussed Continue Reading